| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኤሌክትርሻን |
| Posted Date | ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 |
| Closing Date | ሰሉስ ሰነ 4, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ዲግሪ በኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| Desired Skills | ዲግሪ በኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| Experience Requirements | ብቀጥታ 4ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 21/09/2011ዓ/ም ክሳብ 04/10/2011ዓ/ም 2 ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤ 3 መመዘገቢ ቦታ ኣብ ፈሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤ 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ ነፍልጥ፤ 5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምሕታት ይከኣል፡፡ |