| ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ | |
|---|---|
| Position | ዋርድያ |
| Posted Date | ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ቀጥታ ናይ ደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | 4ይ ክፍሊ ዘጠናቀቀት ዜሮ ዓመት ስራሕ ልሚ |
| Desired Skills | ምንባብን ምፅሓፍን ዝክእል፤ |
| Experience Requirements | ምንባብን ምፅሓፍን ዝክእል፤ |
| How to apply | 1 ዕጡቅ ምልሻ ንምዃን ድልዊ ዝኮነት 2 ዋሕስ ክተቅርብ ትክእል፤ 1 ቦታ ምዝገባ- ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መናሃርያ መቐለ 2 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለትን ሰዓትን 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ 3 ምዝገባ ዝወዳኣሉ ዕለትን ሰዓትን 13/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 11፡00 4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለትን ሰዓትን 15/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 16/09/2011 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00 ፈተና ዝወሃበሉ ቦታን ቁፅርን ቢሮን፣ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ይሕገዝ/ የበረታትዕ 3 ሚኢታዊ ይውስክን ማዕረ ተወፂኦም ውን ቀዳምነት ይወሃበን፡ |