| ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ | |
|---|---|
| Position | ሰራሕተኛ ንብረት ኦፊሰር |
| Posted Date | ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 |
| Closing Date | ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | 1 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ቀጥታ ናይ ደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ማናጅመንት ፣ ኢኪኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይስ ማናጅመንት፣ ኮኦፕረቲቭ |
| Desired Skills | ዲሎማ ዜሮ ዓመት ስራሕ ልምዲ ሲኢሲ ለቨል ባይ ለቨል ብርኪ 4 ብመምርሒ መሰረት |
| Experience Requirements | ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ማናጅመንት ፣ ኢኪኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይስ ማናጅመንት፣ ኮኦፕረቲቭ |
| How to apply | 1 ቦታ ምዝገባ- ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መናሃርያ መቐለ 2 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለትን ሰዓትን 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ 3 ምዝገባ ዝወዳኣሉ ዕለትን ሰዓትን 12/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 11፡00 4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለትን ሰዓትን 13/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 14/09/2011 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00 ፈተና ዝወሃበሉ ቦታን ቁፅርን ቢሮን፣ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ይሕገዝ/ የበረታትዕ 3 ሚኢታዊ ይውስክን ማዕረ ተወፂኦም ውን ቀዳምነት ይወሃበን፡፡ |