https://milkta.com/en/jobs/display/67
ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
Position ወናኒ ኣ/ስ/ስ/ ኮሙኒኬሽን
Posted Date ዓርቢ ጥሪ 2, 2006
Closing Date ሶኒ ጥሪ 5, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number 12-3-23
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ትሑት ተደላይ ኽእለተ ብርኪ ትምህርቲ

ተግባራት ኣመራርሓ ስራሕ ብዝግባእ

ስራሕተኛታት ብኣግባቡ ናይ ምምራሕ ምብቅ

ብፅሑፍ ይኹን ብቃል ብቅዓት ርክብ ዘለዎ

ምስ እዋናዊ ኹነታት ናይ ምትዕፅፃፍ ክእለት ዘለዎ/ዋ

ክእለት ሓበሬታ ምእካብ፣ ምውዳድ፣ ምትንታን ዘለዎ

ናይ ትምላም ምምራሕን ፍልጠት

ናይ ፖሊስን ስትራተጂን መንግስቲ ፍልጦ ዘለዎ

ንለውጢ ምምራሕ ዝኸእል

ብጋዜጣኝኘት ስነፅሑፍን፣ ኢኮኖሚክስ፣ ማናጅመንት፣ ሂስትሪ፣ ጂኦግራፊ ካልኦት ተመሳሰልቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ተ


በቲ ሞያ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰመር ሞያ ኮሙኒኬሽን ቀዳማይ ዲግሪ 10 ዓመት

ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ን2ይ ዲግሪ 8 ዓመት

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መተሓሳሰቢ

  • ተወዳደርቲ ዘለኩመ/ክነ መረዳእታ ትምህርቲን ስራሕልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ክተቕቕርቡ/ባ

  • ኢ.ኦ.ሲ ክተቕርቡ ዝተፈተንኩም ዝሓለፍኩምሉ ብቕዓት መረጋገፂ ክትቕርቡ ኣለኩም

  • ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ር/ህ/መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ

  • ምዝገባ ካብ ዕለት 30/04/2006 – 06/05/2006 5(ሓሙሽተ) ተከታተልቲ ናይ ስራም መዓልቲ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታክነፍልጥ ምካና ንገልፅ

  • ንተወሳኪ ብቑፅሪ ስሸ 0344-404157 ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ፋክስ 0344-407462 0344408406።

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle