https://milkta.com/en/jobs/display/6634
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
Position 1 ገንዘብ ተሓዚት 2 ንብረት ኦፊሰር 3 ክኢላ ክትትልን ገምጋምን 4 ባ/ሞ/ኢነርጂ ፕሮሞሽን5 በ/ሞ/ ኢ/ መሳርሐታት ዲዛይን 6 ማፒንግ ጂኦሎጂስት 7 ና መኣድን ስራሕቲ ክትትልን ደገፍን ጂኢሎጂስት
Posted Date ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011
Closing Date ሶኒ ጉንበት 5, 2011
location
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ማናጅመንት
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

 ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡

Educational Requirements

ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንክን ኢንሹራንስን፣ ከኦፕራቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ፋይናንስ ዲቪሎፕመንት፣ ኢኮኖሚክስ ማርኬቲንግ ማናጅመንት ፣ ከኦፕራቲቭ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፋይናንሻል ማናጅመነት፣ ቢዝነስ ማናጅመነት፣ ባንክን ፋይናንስን ከኦፕራቭ ቢዝነስ ማናጅመንት ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት

ሳፕላይ ማኔጅመንት፣ ማተሪያል ማጅመንት፣ ኣካውንቲንግ ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ወዘተ

Desired Skills

Experience Requirements

2-9

How to apply

 ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡

ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝረከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ቁፅሪ 145 ዳ/ኣ/ስ ል/ሓይሊ ሰ ብ

ካብ 30/08/2019 ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 መዓልቲ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብፅሑፍ ይግለፅ፡

ተወዳደርቲ ኦርጂናል መረዳእታ ትምህርትን ዘይምለስ ፎቶኮፒ የቅርብ፤

 ካብ ናይ ውልቀ ትካል ቤት ፅሕፈት ዝቀረብ ናይ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ሕጋዊ መረዳእታ ካብ ፋይናንስን ኢኮ/ልምዓትን ዘቅርብ፤

ሲኦሲ ዝምልክቶ ከቅርብ ዝክእል ወዘተ

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle