ምልከታ
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::
ት/ቲ ደረጃ : ቢ .ኤስ. ሲ ስራሕ ልምዲ 6 - ዓመት /
ስራሕ ልምዲ ኤም .ኤስ. ሲ 4 - ዓመት
ዓይነት ሙያ : ስቪል ምህንድስና
ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቐመጠ ክፈቲ ስራሕ መደብ ዝተቐመጠ መመዘኒ ሮቆሒ እተማልኡ ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ (ቑፅሪ 4 )ቐሪብኩም ንክተመልክቱ ንሕብር::