| Position | ፕረስ ጉጅለ መራሒ |
| Posted Date | ዓርቢ ጥሪ 2, 2006 |
| Closing Date | ሶኒ ጥሪ 5, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 12-3-23 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ብርኪ ትምህርቲ -
ብዝኾነ ዓይነት ማሕበራዊ ሳይንስ ብፍላይ ብጋዜጠኝኘት ማስ ኮሙኒኬሽን ቋንቋ -
ፅሑፍ ዝተመረቐ/ት -
ፅቡቅ ክእለት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ -
ኩለ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝቢ ዘለዎ -
ኣብ ፖሊሲታትን ስትራቴጂን መንግስቲ ንፁር ግንባር እምነትን ዘለዎ/ዋ -
ብጉጅለዊ ስራሕቲ ውፅኢት ዝኣምን/እትኣምን -
ካበ ሕማቕ ልምዲታትን ባህርያትን ነፃ ዘኾነ/ት ስራሕ ልምዲ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ -
ተወዳደርቲ ዘለኩመ/ክነ መረዳእታ ትምህርቲን ስራሕልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ክተቕቕርቡ/ባ -
ክተቕርቡ -
ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ር/ህ/መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ -
ምዝገባ ካብ ዕለት 30/04/2006 – 06/05/2006 5(ሓሙሽተ) ተከታተልቲ ናይ ስራም መዓልቲ -
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታክነፍልጥ ምካና ንገልፅ -
ንተወሳኪ ብቑፅሪ ስሸ 0344-404157 ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ፋክስ 0344-407462 0344408406። |