| ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል | |
|---|---|
| Position | ፀሓፊትን ካሸርን |
| Posted Date | ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | 10+4 ወይ ዲፕሎማ ኮይና ብፀሓፊነት ብኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣይቲ ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ፣ ኢንፎርሜሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ፣ ተዛመድትን |
| Desired Skills | 10+4 ወይ ዲፕሎማ ኮይና ብፀሓፊነት ብኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣይቲ ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ፣ ኢንፎርሜሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ፣ ተዛመድትን |
| Experience Requirements | ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ከሳብ 02/09/2011 ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእከል፣ ቀዳማይ ወያነ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 211 ብሎክ መ/D 0914-704984 |