| ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ | |
|---|---|
| Position | መካኒካል ሱፐርቫይዘር |
| Posted Date | ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2007 |
| Closing Date | ሶኒ ታሕሳስ 13, 2007 |
| location | መቀለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኣድቫንስ ዲፕሎማ ጀነራል መካኒካል 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ / ኮሌጅ 10+ 3 ጀኔራል መካኒክ / ኤሌክትሮ መካኒክ 6 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ VII 1 |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ናይ ቑፃር ኹነታት –-- ንናይ ፕሮጀክት ግዜ መቐለ አመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ስራሕ ልምድን ካልኦትን መረዳእታ ሒዘኩም ብምቕራብ ካብ ዕለት 06/ 04/ 2007 ዓ/ም - 13/ 04 /2007 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምትክእሉ ነፍልጥ:: መመዝገቢ ቦታ –-- ፕሮጀክት ኦፊስ ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን |