| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሽፌርን ተለኣኣክን |
| Posted Date | ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር ደቂ ኣንስትዪ ትግራይ ዞባ መቐለ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲራ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ/ኣ ዝተረከበ ክትቆፅር ትደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ብናይ ቀደም 12ተ ክፍሊ ወይ ብናይ ሎሚ 10ይ ክፍሊ ዘጠናቀቀ |
| Desired Skills | 3ይ ፍቃድ መዘወሪን 3ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ 4ይ ፍቃድ መዘወሪን 2ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| Experience Requirements | ኣይገልፅን |
| How to apply | ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዞባ መቐለ ካብ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ክሳብ 25/08/2011 ዓ/ም ተደላይ ዶክመንት መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ናይ ፈተና እዋን ንቅድሚት ብስልኪ ወይ ብምልክታ ዝሕበር ይከውን፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408966 |