| ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር | |
|---|---|
| Position | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| Posted Date | ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ናይ ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ነዚ ዝስዕብ ዝመልኡ ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
| Desired Skills | ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
| Experience Requirements | 1 year |
| How to apply | መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2-23 ወይ 2-36 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/08/2011 ክሳብ 18/08/2011 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ሲኦሲ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤ |