| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| Position | ኤሌክትረሻን |
| Posted Date | ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 |
| Closing Date | ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ዲግሪ ብኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| Desired Skills | ዲግሪ ብኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| Experience Requirements | ብቀጥታ 4ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ 30/08/2011ዓ/ም 2 ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ት/ቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤ 3 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቀፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤ 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ 5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምሕታት ይከኣል፡፡ |