| 104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ | |
|---|---|
| Position | ዳህሳስ ዕዳጋ ማርኬቲንግ |
| Posted Date | ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 |
| Closing Date | ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2007 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 2 |
| Description | ንካልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ ስራሕ ምልከታ ተደላይ ክእለት --------- ዲፕሎማ ብማርኬቲንግ : ብአካዉንቲንግ COC ዝምልከተኩም /ብቅዓት መረጋገፂ ዝሐለፈ/ት ከቅርብ/ ከተቅርብ ዝክእል /ትክእል 2 ዓመት ዝሰርሐ/ት ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር እኩል አፍለጦ ዘለዎ/ዋ ሰርተፌኬት ከቅርብ ክተቅርብ ትክእል:: ፆታ ------------ ኣይፈልን
|
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ናይ ፈተና እዋን ----------- 3 ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቐትሪ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ --------- 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ኣመልከቲ ከማልእዎ ዝግባእ ኦርጅናልን ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲ መረዳእታን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
|