| ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር | |
|---|---|
| Position | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| Posted Date | ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 |
| Closing Date | ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር ሓ/ዝ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ቀዋሚ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | በኣካውንቲንግ ፋይናንስን ብኣውንቲንግ ባንኪንግ ወ በኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒዩተር ዘለዋ/ዎ Peachtree ሰረቲፊኬት ዘለዋ/ዎ |
| Desired Skills | በኣካውንቲንግ ፋይናንስን ብኣውንቲንግ ባንኪንግ ወ በኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒዩተር ዘለዋ/ዎ Peachtree ሰረቲፊኬት ዘለዋ/ዎ |
| Experience Requirements | 0 |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ ካብ ዐለት 11/08/2011ዓ/ም ከሳብ 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 2 ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ክልል ትግራይ ፋ/ክ/ቁፅሪ 1 3 ናይ ትም/ቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል 4 ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል 5 ናይ ፈተና ግዜ ብምልክታ ይግለፅ |