| መሸጢን መለዋወጢን መከፋፈሊን ዱራ ቫዮ ኣቱል | |
|---|---|
| Position | ኣካውንታንት |
| Posted Date | ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 |
| Closing Date | ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ዱራ ቫዮ ኣቱል መሸጫ መለዋወጫ እና ማከፋፈያ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ብኣካውንቲንግ ወይም ብማኔጅመንት 1ይ ዲግሪ /BA/ |
| Desired Skills | ብኣካውንቲንግ ወይም ብማኔጅመንት 1ይ ዲግሪ /BA/ |
| Experience Requirements | ብተመሳሳሊ ስራሕ መደብ ድሕሪ ምረቃ 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
| How to apply | ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ምስ ሲቪ ብምሓዝ ካብ ዕለት 12/08/2011ዓ/ም ክሳብ 22/08/2011ዓ/ም ካብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ካብ ንገሆ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 5፡00 ኣብ ዘሎ ሰዓት ምምዝጋብ ይከኣል፡፡ መመዝገቢ ቦታ ከ/ከተማ ይ ወያነ ቀበሌ 11 ናይ ቀደም ሓሸንገ ፊት ንፊት ጠቃ ሰኣመ መባእታዊ ሆስፒታል ንርከብ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0911-343304 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል፡፡ |