| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| Position | ንኡስ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ |
| Posted Date | ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 |
| Closing Date | ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 2 |
| Description | ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣመልከቲ ኣወዳዲሩ ብቋዋምነት ከቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ በማጀመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ባንክን ፋይናንስን፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን |
| Desired Skills | ቀዳማይ ዲግሪ በማጀመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ባንክን ፋይናንስን፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን |
| Experience Requirements | 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2 ዓመት ብሓላፍነት ዘሰርሐ |
| How to apply | ካብ ዕለት 19/04/2019 ኣ.ፈ ክሳብ 25/04/2019 ኣ.ፈ ኣብ ስራሕ ሰዓት ልዕል ኢሉ ዝተቀመጠ ረቋሕታት ተማለኡ ኣመልከቲ ኦርጂናል ዘይምለስ ኮፒ ደኩመንትኩም ብምሓዝ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪ ኦፊስ ቁፅሪ 4 ኣብ ኩለን ጨንፈራት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ንዕድም፡፡ ገዛ ክራይ ፣ ትራንስፖርትን ንሞባይል ካርዲ ጥቅማ ጥቅሚ ንከፍል ምዃና ክንሕብር ንፈቱ፡፡ |