ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ክኢላ መፅናዕትን ክትትልን ቁፅፅርን ስድራ ስውኣትን ፅ/ተጋደልትን -ሞተረኛ ፖስተኛ |
Posted Date | ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 |
Closing Date | ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 |
location | |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ማናጅመንት |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውርን ቁፃርን ከወዳድር ይደሊ፡፡ |
Educational Requirements | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻል ወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
Desired Skills | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻል ወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
Experience Requirements | 1ይ ዲግሪ 7ዓመት ልምዲ ስራሕ 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት - 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ |
How to apply | ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዐለት 03/08/2011ዓ/ም ክሳብ 11/08/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ስራሕ ልምዲን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጂናሉ ምቅራብ ንተፈናቀልቲ ወገናት ተወዳደርቲ ናይ ተፈናቀልቲ መረዳአታ ከቅርቡ ይግባእ፤ ፈተና ዝወሃቡ ዕለት ብዝወፅአ ምልክታ ይግለፅ፡ ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት /ሲኦሲ/ ዝምልክተኩም እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምዃኑ/ና መረጋገፂ ዘቅርብ |