| ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት |
| Posted Date | ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 |
| Closing Date | ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡ |
| Educational Requirements | ኢኮኖሚክስ፣ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ |
| Desired Skills | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብዲግሪ 6ተ ዓመት |
| Experience Requirements | 6 ዓመት |
| How to apply | ሰራሕ ልምድን ተደላይ ክእለትን እተማለአኡ ተወዳደረቲ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሓይሊ ሰብን ጥቅማጥቅምን ክትምዝገቡ ነፍልጥ፡፡ 1 ኣባል ውድብ/ ደጋፊ/ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤ 2 ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር ናይቲ ክፍሊ ስራሕ ይትልም፣ የዋድድ፣ ይመርሕ፣ ይቆፃፀር ስልኪ 0344-416731 |