https://milkta.com/en/jobs/display/6179
ስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ
Position ሓይሊ ሰብ ምምሕዳር
Posted Date ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011
Closing Date ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011
location
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ማናጅመንት
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ ኣብ ጣብያ ወራባየ ቁሸት ሁጅራ ዝርከብ ኮይኑ ፅሬት ዝሓለወ ናይ ኣሕምልትን ፍራምረን ምህርቲ ካብ ዘቅርቡ ድርጅታት ሓደ እዩ፡፡ ስለዝኮነ ድርጅትና ዝ/ዩ ሕርሻ ልምዓት ስራሕትና ደገፍቲ ዝኮኑ ናይ ስራሕ መደባት ብቋሚነት መልክዕ ብምቁፃር ከስርሕ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተገለፁ ረቋሕታት መሰረት መስታወቂያ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 3 መዓልታት ናብ ድርጅትና መፂኩም ንክትምዝገቡ ክንገልፅ ንፈቱ፡፡

Educational Requirements

ብማኔጅመንት፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ሁማን ሪሶርስ ማናጅመንት ካልኦት ተዛመድቲ ሞያታት ዝተመረቀ/ት

Desired Skills

ብማኔጅመንት፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ሁማን ሪሶርስ ማናጅመንት ካልኦት ተዛመድቲ ሞያታት ዝተመረቀ/ት

Experience Requirements

0

How to apply

 መተሓሳሰቢ - ናይ ምግብን ገዛ ክራይን ብድርጅቱ ዝሽፈን ይከውን፡፡

 ኣመልከቲ ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 16 ፊት ለፊት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዶቭ ካፌ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 302 መፂእኩም ዘይምለስ ናይ ትምህርትን መረዳእታ ኮፒ ኣቅርቡ፤

 ስ.ቁፅሪ 0930-283692/0930-414423/0933-488766

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle