ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
---|---|
Position | ፀሓፊት /SSOM/ /IT/ |
Posted Date | ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 |
Closing Date | ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 |
location | |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ማናጅመንት |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
Educational Requirements | ዲፕሎማ |
Desired Skills | ዲፕሎማ |
Experience Requirements | 1ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ረቋሒታት ዝተማለኡ ኣመልከትቲ፣ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም፣ CV መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩምን መለለይ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ፡፡ ፀሓፊት መረጋገፂ ብቅዓት ዘሓለፈትክትከውን ይግባእ፡፡ |