| ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት | |
|---|---|
| Position | በዓል ሞያ ሕጊ-4 |
| Posted Date | ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 |
| Closing Date | ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮና ቢሮ ኮንስራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ኣብ ዳ/መንገዲ ምዕባለን ምም/ር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ዕቤትን ብውሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡውን ቁፃር ብሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም፡ |
| Educational Requirements | ብሕጊ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዓይነት ትምህርቲ ኮይኑ 2ይ ዲግሪ |
| Desired Skills | ብሕጊ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዓይነት ትምህርቲ ኮይኑ 2ይ ዲግሪ |
| Experience Requirements | ካብ 7-5 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 26/07/2011 ክሳብ 02/08/2011 ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 198 ኣብ ዳ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጂናል ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ውልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ፡፡ 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፡፡ 5 ተወዳደርቱ መረጋገፂ ብቅዓት ሲኦሶ ኤኦሲ ዝምልከተኩም እንተኮይን ዝሓፈ ምካኑ መረጋገፂ ዘቅርብ |