https://milkta.com/en/jobs/display/5838
1ይ 2ይን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ናዝራዊ ኣካዳሚ
Position ናይ ኮምፒተር መምህር
Posted Date ረቡዕ መጋቢት 11, 2011
Closing Date ሶኒ መጋቢት 16, 2011
location
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ናዝራዊ ኣካዳሚ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡

Educational Requirements

ኣይቲ /ICT/

Desired Skills

ኣይቲ /ICT/

Experience Requirements

4ተ ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

ካብ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ክሳብ  16/07/2011ዓ/ም ንክምዝገቡ ነፍልጥ፡፡

ፈተናን ምልመላን ዝካየደሉ ዕለት 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30

መመዝገቢ ሰዓት ኩሉገዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓት 2፡00-6፡00 ድሕሪ ሰዓት 8፡00-10፡00

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-107211

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle