ማሕበር ባህሊ ትግራይ | |
---|---|
Position | ገንዘብን ንብረትን ደሓዚ-ት |
Posted Date | ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2006 |
Closing Date | ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ፆታ
ብርኪ ትምህርትን ዓይነትን ዲፕሎማን ሊዕሊኡን
ተዳላይይ ክእለትን ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
ግልጋሎት ዘመን
|
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | ኣብ ላዕሎ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒ ዝተማልኡ ኣመልከቲ ንዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ክትቀርቡ። ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 15/04/2006 ክሳብ 18/04/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 1130 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማ.ባ.ት. ብውሽጢ ምልክታ ክግለፅ አዩ ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማ.ባ.ት ጥቃ መነን ሆቴል |