| ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
|---|---|
| Position | ሰራሕተኛ ቤት መፅሓፍቲ እና ዋርድያ ወዲ ተባዕታይ |
| Posted Date | ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 |
| Closing Date | ሶኒ መጋቢት 9, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 2 |
| Description | ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ንዘለዎ ስራሕ ክፍቲ መደባት ብናይ ደገ ቁፃር ሓይሊ ሰብ ብቋዋሚ/ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ብላይብራሪያን ሳይንስ ወይ ቴክኒክን ሞያን ዘርፍታት ዲፕሎማ /10+3/ ኮይኑ በሲኦሲ ሲቪል ባይ ሲቪል ዝሓለፈ/ት እና ናይ ዋርድያ 4ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮይኑ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| Desired Skills | ብላይብራሪያን ሳይንስ ወይ ቴክኒክን ሞያን ዘርፍታት ዲፕሎማ /10+3/ ኮይኑ በሲኦሲ ሲቪል ባይ ሲቪል ዝሓለፈ/ት እና ናይ ዋርድያ 4ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮይኑ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| Experience Requirements | ብዲፕሎማ 2ዓመት ስራሕ ልምዲ እና ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| How to apply | ምዝገባ ካብ 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ቁፀሪ 15 ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምዃና ንሕብር፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344- 418783 ምሕታት ይከኣል፡፡ |