| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| Position | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Posted Date | ሶኒ መጋቢት 2, 2011 |
| Closing Date | ሶኒ መጋቢት 9, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ናይ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ፀሓፊት ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ |
| Desired Skills | ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ |
| Experience Requirements | ካብ 4 ዓመት ክሳብ 6 ዓመት |
| How to apply | ኣመልከትቲ ናይቲ መረዳታኩምን ስራሕ ልምድኩምን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሲቪ ዋንኡን ብምሓዝ ኣብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 02/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንገልፅ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-751301 |