https://milkta.com/en/jobs/display/541
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
Position ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስ
Posted Date ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2007
Closing Date ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2007
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዘተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ::

ዓይነት ትምህርቲ

  • ብሴክሪታሪያል ሳይንስን ኦፊስ ማናጅመንት

  • ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ

ተደላይ ክእለት

  • መደብ ስራሕ ብዝሐቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያ ብ 10 ተ 3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪIII 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት 13 /02 /2007 ዓ/ም እስካብ 25 /02 / 2007 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰ/ማ /ጉዳይ ደ/ ከ /ሰ/ኣ /ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 61 ንክትምዝገቡ እንዳተሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2006 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተመረቐ መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ኸቕርብ አለዎ::

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle