| ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሲንየር አካውንታንት |
| Posted Date | ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2006 |
| Closing Date | ሶኒ ታሕሳስ 21, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 14-10-6 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሲንየር አካውንታንት ብብርኪ ዕብየት ብውሽጥን ደገን ዝ ውውር ወይ ደማ ብ ቑ ፃር ሰራሕተኛታጥ ኣውዳዲሩ ብሓይሊ ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም
ብኣካውንቲንግ ብቢዝነዝ ኢዱኬሽን ብባንክን ኢንሹራንስ ብኦኮረቭ አካውንቲግ ወይ ተመሳሳሊ ቀዳማይ ድግሪ 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዋ ወይ ድማ በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ዓይነታ ት ትምህርቲ ማስተር (2ይ ዲግሪ) 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ :: |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን |