| ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ዳይሬክተር ልምዓታዊ ትልሚ |
| Posted Date | ሶኒ የካቲት 4, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ የካቲት 8, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ንምምላእ ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፤ |
| Educational Requirements | ወ/መተ/ልምዓታዊ ትልሚ፣ ክኢላ ክትትልን ገምጋምን ደጋፍን፣ሓላፊ ፋይናንስ ምምሕዳረን፣በጀትን ክትትልን ክኢላ መረዳእታን መፅናዕትን ትንተናን፣ ሒሳብ ሰራሕተኛን ክፍሊት ወ/ሒሳብን፣ሒሳብ ወፃኢታትን በዓል ሞያ፣ ካፒታል /መደበኛ በጀት ሓላፊ ግዝኢትን ክፍሊት ሓላፊ፣ ሒሳብ በጀትን መተሓባበሪ/ቡዱን መራሒ ወዘተ |
| Desired Skills | ደግሪ ኢኮኖሚክስ፣ ብማኔጅመንት፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ስታስቲክስ ደቭሎፕመንት ፕላኔግ፣ ሪጅናል ፕላኔግ፣ ኣካውንቲንግ |
| Experience Requirements | ንዲግሪ 10 ዓመት ን2ይ ዲግሪ |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም 2 ናይ ምዝገባ ቦታ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጥቃ ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2650 ቀዳማይ ደብሪ ሓ/ሳብ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419164 |