| ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ካሜራ ማን |
| Posted Date | ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ የካቲት 1, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ንሽድሽተ ወርሒ ክቆፅር ይደሊ፤ |
| Educational Requirements | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10ተ2 ብሰቲፊኬት ዝተመረቀ ወይ ብስነ-ጥበብን ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤት ትምህርትን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ ወይ ካልኣይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ ወዘተ |
| Desired Skills | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10ተ2 ብሰቲፊኬት ዝተመረቀ ወይ ብስነ-ጥበብን ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤት ትምህርትን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ ወይ ካልኣይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ ወዘተ |
| Experience Requirements | ካብ 5 ዓመት ክሳብ 9 ዓመት |
| How to apply | 1 መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/05/2011ዓ/ም ክሳብ 01/06/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዮቴክ ህንፃ 2ይ ደብሪ ፊት ለፊት ንደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 015 3 ዝቀረበ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ዘይምለስን ከቅርብ ኣለዎ፤ 4 ሲኦሲ ዝምልከት ብመምርሒ መሰርት ይፍፀም፤ 5 ፈተና ዝወሃሉ ዕለት ንቀፃሊ ብዝወፅአ ምልክታ ይገልፅ |