ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ | |
---|---|
Position | ዉሽጢ ኦዲተር |
Posted Date | ረቡዕ መስከረም 21, 2007 |
Closing Date | ዓርቢ መስከረም 30, 2007 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ናይ ስራሕ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ህወሐት ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቆሓ እተማልኡ ተወዳደረቲ አባል ዉድብ ወይ ድማ ደጋፊ ዝኾንኩም ክትምዝገቡ ንዕድም::
ደረጃ ት/ቲ ብድግሪ ብአካዉንቲንግ ዕድመ - 18-35 ፆታ - አይፈልን ስራሕ ልምዲ - ንልዕሊ 2ተ ዓመት በቲ ስራሕ ዝሰርሐ ዝሰርሐት |
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | ክትወዳደሩ እትኽሉ ኣመልከቲ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኣባልነትን ድጋፍን ዋንኡ ምስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 2001 2007 ዓም ክሳብ 30012007 ዓም ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 108 ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ ንዕድም:: ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 67 31 ይሕተቱ ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሐ.ት/ |