| ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| Position | ፋይናንስ ሓላፊ |
| Posted Date | ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 |
| Closing Date | ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ከፍተኛ ኤክስኩቲቭ/ ፕረስደንት/ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትካልና ፍረስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ከቆፅር የደሊ። |
| Educational Requirements | BA(MA/MBA) ብAccounting Finance ወይ ብተመሳሳሊ |
| Desired Skills | ንማስተር 8ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ 3ተ ዓመት ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ንዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት |
| Experience Requirements | 8-10 ዓመት |
| How to apply | - ካብ 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16-05/2011ዓ/ም ኦርጂናል ዶክመንት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምፀእ ትኽእሉ። -ዓይደር ክፍለ ከተማ 03
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-130690/700417 |