| ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| Position | መተሓባበሪ ግብኣትን ሓድሽ ምህርትን |
| Posted Date | ሶኒ ጥሪ 6, 2011 |
| Closing Date | ቀዳም ጥሪ 11, 2011 |
| location | 1 |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትካልና ሰላም ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ብዘሎ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ። |
| Educational Requirements | ብኮንስትራክሽን ማናጅመንት ወይድማ ብተመሳሳሊ ብTVET ወይድማ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ |
| Desired Skills | ብኮንስትራክሽን ማናጅመንት ወይድማ ብተመሳሳሊ ብTVET ወይድማ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ |
| Experience Requirements | ዜሮ ዓመት ንላዕሊ |
| How to apply | ምዝገባ ቦታ :ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ሓሚዳይ ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ ቁፅሪ 2 ፋብሪካና ምዝገባ ዕለት: ካብ 07/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሓሙሽተ (5) መዓልታት ስልኪ ቁፅሪ 0975-492757/0972-118782/0342-405117 |