| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ጨንፈር ስራሕ መካየዲ/ት |
| Posted Date | ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006 |
| Closing Date | ሶኒ ታሕሳስ 14, 2006 |
| location | ሽረ-እንዳስላሴ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ኣደዳየ ማክሮ ፋይናንስ ዝሰርሕ ሓደ መካየዲ/ት ስራሕ ካብ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ከነዛውር፣ ክነዕብን ካብ ደገ ክንቆፅርን ንደሊ። በዚ መሰረት ክትቁፀሩ ትደልዩ/ያ ደለይቲ ስራሕ ከተመልክቱ/ታ ንዕድም። 5 ዓመት 1ይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ባንክን ፋይናንስን ብኣተሓሕዛ ሒሳብ ብስራሕቲ ዕቋር ልቃሕን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ፋይናንስ ትካላት ዝሰርሐ/ት |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ምዝገባ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካልኣይ ደብሪ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ምዝገባ ዕለት ካብ 7-04/2006-14/04/2006 ዓ/ም ተደላይይ መረዳእታ መረዳእታ ትምህርቲ፣ ቀጥታን ተመሳሳሊን ልምዲ ስራሕ ካልኦት ሓገዝቲ መረዳእታታት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ፆታ ኣይፈሊን
|