https://milkta.com/en/jobs/display/440
ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ
Position መምህር ቪድዩግራፈን ፎቶ ግራፍን
Posted Date ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006
Closing Date ሶኒ መስከረም 5, 2007
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 3
Description

ማስታወቂያ ንደለይቲ ስራሕ

ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሙያን ክእለትን ዘለዎ መምህር አወዳዲሩ ቀዋምነት ክቖፅር ይደለይ::

ደረጃ ትምህርቲ TVET ብርኪ IV ን ወይ ድማ 1ይ ዲግሪ ብቪድዩግራፈ /ፎቶግራፈን ተመሳሳሊ ሙያን

ልምዲ ስራሕ           ሐደ ዓመት

ፍሉይ ኩነታት             ምዘና ብቅዓት ሙያ (COC) ዝሐለፈ

ብስምምዕነት

ፆታ ኣይፈልን

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

ስለዝኮነ ነቲ ረቆሒ ተማልኡ ዝተማለአ መረዳእታን ሒዝኩም ካብ ነሐሰ 30/2006ዓ/ም ክሳብ መስከረም 05/2007ዓም አብ ኮሌጅና ቢሮ ምምሕዳር ክትምዝገቡ ትኽእሉ ናይ ተግባር ፈተና ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ይግለፅ::

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle