ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስ |
Posted Date | ሓሙስ ነሓሰ 29, 2006 |
Closing Date | ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2006 |
location | ክልል ቢሮ |
Jobs Identification Number | 27- 5 -2 / 27- 8 -2 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 2 |
Description | ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ : ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት " ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት : መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመለቐ/ት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎዋ ስራሕ ልምዲ
|
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply |
መተሓሳሳቢ ናይ ምዝገባ ዕለት 26/12/2006ዓ/ም እስካብ 05/13/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2006ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ
|