ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ተቆፃፃሪ ሳይት መሃንዲስ |
Posted Date | ሰሉስ ነሓሰ 27, 2006 |
Closing Date | ዓርቢ ነሓሰ 30, 2006 |
location | መቐለ ምም/ር ህንፃ ፀገዴ ሆስፒታል ኣክሱም መሬት ምም/ር ህንፃ ሽረ መሬት ምም/ር ህንፃ ዓዴት ሆስፒታል እንትጮ ምም/ር ህንፃ ዓዲ ረመፅ ሆስፒታል ዓዲግራት መሬት ምም/ር ህንፃ አፅቢ ሆስፒታል መረብ ለኸ ቲቪቲ ዓዲጉዶም ሆስፒታል ዓዲ ረመፅ ቲቪቲ እንትጮ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ሆስፒታል አፅቢ ቲቪቲ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 15 |
Description | ምልክታ ንደለይቲ ኩንትራት ቑፃር ስራሕ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ብዋና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽን ኣብ ዝትፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንዝሀንፀን ዘሎ ፕሮጀክትታት ናይ ሳይት ተቆፃፀርቲ ሳይት መሃንዲሳት ብኩንትራት ቆፂሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንደለይቲ ስራሕ በዚ ምልክታ 'ዚይዕድም:: ዓይነት ስራሕ : ኩንትራት ፕሮጀክት ክሳብ ዝዉዳእ ስራሕ ልምዲ : 0 ዓመት ተደላይ ክእለት: 1ይ ዲግሪ ብ ስቪል መሃንደስ ስራሕ ቦታ
|
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ
|