| ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ | |
|---|---|
| Position | ሽያጭ ሰራሕተኛ (Salesperson) |
| Posted Date | ሶኒ ነሓሰ 12, 2006 |
| Closing Date | ሓሙስ ነሓሰ 15, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Manegement , Marketing , Purchasing , Supplies , and related |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መዘኻኸሪ 1 ንምዘገባ ዘድሊ ዲክመንት ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒን 2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 8/12/2006 - 14/12/2006 ዓ/ም 3 መመዝገቢ ቦታ ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ስራሕ ( Department of Cooperative studies ) 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 19/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ስራሕ |