ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ | |
---|---|
Position | ሒሳብ ሰራሕተኛ ( Accountant) |
Posted Date | ሶኒ ነሓሰ 12, 2006 |
Closing Date | ሓሙስ ነሓሰ 15, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ጊዝያዊ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Accounting (ናይ ኮምፒተር ስልጠና ዝወሰደ ይመረፅ )
|
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መዘኻኸሪ 1 ንምዘገባ ዘድሊ ዲክመንት ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒን 2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 8/12/2006 - 14/12/2006 ዓ/ም 3 መመዝገቢ ቦታ ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ስራሕ ( Department of Cooperative studies ) 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 19/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ስራሕ |