| ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ | |
|---|---|
| Position | ክኢላ ሬጅስትራር |
| Posted Date | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
| Closing Date | ቀዳም ነሓሰ 3, 2006 |
| location | ዉቕሮ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2007 በጀት ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኪኢላ ረጅስትራር ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይ ብቁፃሪ ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ:: ዝትመረቀሉ ሞያ ዲግሬ ወይ ዲፕሎማ (10ተ3) ዝተመረቀ/ት ተደላይ ክእለት 1ይ ዲግሪ - ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት - መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ዲፕሎማ - ካብ ቤት ትቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብኢንፎርሜሽን ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ 4 ዓመት ልዕሊኡን ዘለዋ/ዎ
|
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | 1 መመዝገቢ ቦታ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ 24/11/2006 - 30/11/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 19 HRM ይከዉን:: 2 ኣመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቕረቡ:: 3 cocብመምርሒ መሰረት:: 4 ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 02/12/2006 ዓ /ም ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይኽዉን 5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-430125 |