ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ኪኢላ ወረዳኔት ኣድሚኒስትሬተር |
Posted Date | ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006 |
Closing Date | ሓሙስ ታሕሳስ 23, 1962 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ጊዝያዊ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ኣወዳዲረየ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። 1ይ ዲግሪ ብኣይቲ ዝተመረቀ/ት ሓሳባት ጠሚርካ/ ወዲብካ ናይ ምቅራብ ክእለት አለዎ/ዋ 6ዓመት ኣግባብ ስራሕ ልምዲ |
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 07/04/2006-11/04/2006 ዓ/ም ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ። ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157 ፋክስ 0344-408406 |