| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| Position | ክኢላ ስታቲሻን |
| Posted Date | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
| Closing Date | ሶኒ ሓምለ 28, 2006 |
| location | ዞባ ደ /ምብራቅ ዞባ /ምብራቅ ዞባ ሰ /ምዕራብ ዞባ / ምዕራብን |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 4 |
| Description | ኣብ ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኪኢላ ስታቲሻን ሰራሕተኛታተ ኣወዳዲሩ ከዕቢ /ከዛዉር/ ክቖፅር ይደሊ:: ልምዲ ስራሕ - ዲግሪ ብ Statistics ብ Economics ዝተመረቐት 6 ዓመትን ብስታቲሻን ዝሰርሐት COC ዝምልከተኩም ዝሐለፈ ጥራሕ ይወዳደር:: |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ነዚ ረቆሓ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 22/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 28/11/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታእኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ አብ 4ቲአን ዞባታት እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር
|