ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ | |
---|---|
Position | ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን |
Posted Date | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
Closing Date | ሰሉስ ሓምለ 29, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 5-7-2 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኩም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ብዝዉዉር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም:: ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምም/ር ቢሮን " ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲንተም " ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን ናይ 10ተ2 /ሰርቲፍኬት/ ወይ ለቭል II ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎዋ ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈት:: ወይ - ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምምር ቢሮን "ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም" ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ናይ 10ተ3 ወይ ለቨል III (ዲፕሎማ) ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ COC ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈ/ት::
|
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ
|