| ኣካዳሚ ዳዕሮ | |
|---|---|
| Position | መምህር |
| Posted Date | ሓሙስ ሓምለ 24, 2006 |
| Closing Date | ዓርቢ ነሓሰ 2, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | ዳ/0092497/06 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ዳዕሮ ኣካዳሚ ን 2007 ዓም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቆሓ ዝተማልኡ ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 5/12/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሐዝ ኣብ ዓዲሐ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ደረጃ ትምህርቲ : 1ይ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ : እንተነአሰ ክልተ ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኡን English Tigrigna Mathematics Chemistry Physics General Business History Geography Civics Technical drawing Amharic Economics Aesthetics |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ምስ ሰላምታ ዳዕሮ ኣካዳሚ እድራሻ ክ /ከተማ ሐወልቲ ጣብያ ዓዲሓ ስቁ 0933 222310 |