| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ መረዳእታ ሓይሊሰብ |
| Posted Date | ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 |
| Closing Date | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 22-2-5 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ብማናጅመንት፡ ኢኮኖሚክስ፡ ብስታስቲክስ ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከቶም መረዳእታ ክቕርቡ ዝክእሉ ጥራሕ ይወዳደሩ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 16/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 22/11/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላ/ቤት/ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22 እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንሕብር።
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 30/11/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 |