ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
---|---|
Position | ኪኢላ ንብረት ምምሕዳር |
Posted Date | ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 |
Closing Date | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 22-4-11 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርስቲ ወይም ኮሌጅ ብ.ኤ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብማተርያል ማናጅመንይት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት፣ ብማናጅመንት ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለት ፍልጠት ዘለዎ/ዋ፣ ክተሻባብር ዝክእል ብንብረት ኪኢላነት፣ ብዕደጋ ኪኢላነት፣ ብገንዘብ ተሓዚነት ዝሰርሐ/ት፣ 6+ ዓመትን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልክት ብምምርሒ መሰረት ይፍፀም። |
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 16/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 22/11/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላ/ቤት/ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22 እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንሕብር። |