| ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ዲዛይ ግራፊክስ |
| Posted Date | ዓርቢ ሰነ 20, 2006 |
| Closing Date | ረቡዕ ሰነ 25, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 12-3-33 |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። ብርኪ ትምህርቲ ንቴክኒክን ሞያን 10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ንዝኮነ ይኩን ማሕበራዊ ሳይንስ ዝተመረቐት ብፍላይ ንቋንቋን ስነ-“ሑፍን ብጋዜጣኝነት ማስ ኮሙኒኬሽን ዝተመረቐ/ት ቀዳማይነት ይወሃቦ
|
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 20/10/2006-24/10/2006 ዓ/ም 5 ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ። ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157 ፋክስ 0344-408406 |