ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ኪኢላ ዌብሳይት ኣድሚኒስትሬተር |
Posted Date | ዓርቢ ሰነ 20, 2006 |
Closing Date | ረቡዕ ሰነ 25, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 12-3-10 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብውሽጢ ዕንየት፣ ውሽጢ ዝውውር፣ ብደገ ዝውውርን ብቑፃርን ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ብቀደም ሰዓብ ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።
መደብ ስራሕ ብዝሓተ መስመር ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ/ት
|
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 20/10/2006-24/10/2006 ዓ/ም 5 ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ። ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157 ፋክስ 0344-408406 |