https://milkta.com/en/jobs/display/328
ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
Position ገንዘብ ተሓዚ/ት
Posted Date ዓርቢ ሰነ 13, 2006
Closing Date ሰሉስ ሰነ 17, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number 2-ክ12-16-2-8
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖር ስለዝደሊ እዚ ዝተቐመጠ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት
1. በዚ መስመር ሞያ 12 ክፍሊ ዝወደአ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ
2. ካብ ቴ/ሙያን 10+1 ወይ 1ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት
3. ካብ ቴ/ሙያን 10+2 ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት
4. ካብ ቴ/ሙያን 10+3 ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት
5. ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይም 4 ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት
ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
1. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 10 ዓመት ልምዲ ስራሕ
2. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 8 ዓመት ልምዲ ስራሕ
3. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 6 ዓመት ልምዲ ስራሕ
4. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 4 ዓመት ልምዲ ስራሕ
5. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 2 ዓመት ልምዲ ስራሕ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መተሓሳሰቢ
መመዝገቢ ዕለት ካብ 09-16/10/2006 ዓ/ም ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0348402065
መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 3
ኣደላይ ዝበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ኣለኩም
ፈተና ዝወበሉ ዕለት 17/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ
ዝውውር ተተረኺቡ ቅድሚያ ንሕብ
ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ውፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮነ ናይ ክልተ ሰሚስተር ማእከላይ ውፅኢት ክተቅርቡ እትክሉ
ፅሬት ማሕደርን ድጋፍ ደብዳቤ ክትቅርቡ እርኽዕሉ
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle