https://milkta.com/en/jobs/display/324
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
Position መካኒክ ተሽከርከርቲ
Posted Date ሶኒ ሰነ 9, 2006
Closing Date ሓሙስ ሰነ 12, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ሰራሕተሻታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ደረጃ ትምህርቲ
ዲፕሎማ ብኣውቶሞቲቭ፣ መካኒክ ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርቲ
ተወሳኪ ክእልት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ
ቀጥታ ስራሕ ልመዲ 4 ዓመት ዘለዎ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
ኣመልከቲ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ረቋሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ /10/ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዋና ቤ/ፅ መቐለ ላ/ኪኢላ ምምሕዳር ሓ/ሰብን ስልጠናን ቢሮ ቁፅሪ 410 ዘይምለስ ኮይኑ ናይ ት/ቲ፣ ስራሕ ልመዲ ካልኦት ጠቐምቲ መረዳእታት ብምቕራብ ክትምዝገቡ ክትክእሉ ንሕብር።
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle