https://milkta.com/en/jobs/display/311
ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ
Position በዓል ሞያ ፅገናን ናውንቲ ቲሓር
Posted Date ዓርቢ ጉንበት 29, 2006
Closing Date ቀዳም ሰነ 7, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number መመቑ -11-5.1
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ቢሮሲቪልሰ ርቪስ ኣብ ደጋፊ ከ/ስራሕ ኣይሲቲ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ተሓሳቢ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ ብመሰረት እዚ
ብርኪ ተሓሳቢ ተደላይ ክእልት
ብርኪ ትምህርቲ ቢ.ኢ.ሲ ዲግሪ
ዓይነት ት/ተ ኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኤሌክትሪካል ኢንጅነሪንግ፣ ኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮሚኒኪሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ
ልምዲ ስራሕ ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት
ነቲ መደብ ስራሕ ብተወሳኪ ዝድለ
1.ፍልጠት ኣብ ፖሊስን ስተራቴጅን ኣይ.ሲ.ቲ ፍልጠት በቲ ሞያ ዘለዎ ክልስ ፅንስ ሓሳብ ትርጉም ሕግታትን ኣሰራርሓታትን ዝለዓለ ፍልጠት፡
2.ክእለት ምስፍሕፋሕ መሰረት ልምዓት፡ ምምሕዳር መሰረተ ልመዓት፣ ስራሕቲ ኔትዎርክ ኮንፍጊሬሽን፣ team spritዘለዎን
3.ካልኦት ተደላይ ክእለታት/ ባህሪያት/ ንኩሎም መትከላት ስነ-ምግባር ተገዛኢ ዝኮነ/ት
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
ኣብ ምዝገባ እዋን ክቐርቡ ዝግቦኦም መረዳእታታት ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት ዘድልዩ መረዳእታትን ኦርጅናልን ኮፒ ክቐርብ ይህግእ።
ቦታ ምዝገባ ቢሮ ሰቪል ቢሮ ቁፅሪ 119
ምዝገባ ዝጅምረሉን ዝውደኣሉን ዕለት ካብ 26/09/2006 ክሳብ 05/10/2006 ዓ/ም
/ጉድኣት ኣካል፣ ዝተሓተ ቑፅሪ ዘለዎም ብሄረሰብን ደቂ ኣንስትዮን ኣመልከቲ ይሕገዙ /ይበረታትዑ// ፈተና ዝዋሃበሉ ቦታ ቢሮ ሰ/ሰርቪስ
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 6/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ሰዓት
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle